02/08/2022
ኩራዕ ኤርትራዊ!
Eritrean Council for Justice in Calgary (ባይቶ ኤርትራዌን ንፍትሕ ኣብ ካልጋ?
02/08/2022
ኩራዕ ኤርትራዊ!
11/02/2021
ንምሓዎ ነቲ ጠንቂ!
10/15/2021
ድምጺ ውጹዓት ብሙኻን ሕልናና ነዕርፍ!
10/10/2021
ሰብ'ባ ንኹን !
ሰብ'ባ ንኹን ብኖህ ጴጥሮስ ንኣብ ስደት ሊብያ ኣብዚ ግዜ'ዚ ዝሳይዩ ዘለዉ ስደተኛታት የሕዋትና ዝተገጥመት
10/04/2021
'ዘይንቡር ለሚድና' ንዝኽሪ 8ይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱሳ 'ዘይንቡር ለሚድና' ንዝኽሪ 8ይ ዓመት ህልቂት ላምፐዱሳ
09/18/2021
ክልተ ምርጫ!
09/04/2021
06/25/2021
በጺሑ 'ቲ መርገም!
በጺሑ ቲ መርገም በጺሑ ት መርገም ብ ኖህ ጴጥሮስ ካልጋሪ።
06/17/2021
20 ሰነ!
04/02/2021
2ይ ክፋል
ህልው ኩነታት ሃገርና ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደን ዝበኣሰን በጺሑ።
ምእማኑ ዝኸብድ ዘሻቕልን ዘሰክፍን ዜና ኣብ ነፍስ ወከፍ ካልኢት ይጋዋሕ ኣሎ።
ሰብ ከም'ቲ ሰብ ዝነብሮ ናብራ 'ናነበረ ከም'ቲ ሰብ ዝሓስቦ ከይሓስብ ሓንጊዱ።
ካብ ሰብኣውነት ሓኪሉ።
ቂም ቋጺሩ ምስ ሰብነቱ ተፋቲሑ።
ሓሶት ምርኩስ ጌሩ ኣንጻር ሓቂ ደው ኢሉ።
ኣብ ክፍኣት ኣጽሊሉ ኣብ ዳስ ክፉኣት ኣሳስዩ።
ነዝን ካልእን ዘካተተ መደብ ኣብ ኤሪካን ሜዲያ።
ኩልኹም ዕዱማት ኢኹም።
ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም
ዕለት-4 ሚያዝያ-2021
ሰዓት 1፡00 ቶሮንቶ
03/25/2021
ህልው ኩነታት ሃገርና ካብ ዝኸፍኤ ናብ ዝገደደን ዝበኣሰን በጺሑ።
ምእማኑ ዝኸብድ ዘሻቕልን ዘሰክፍን ዜና ኣብ ነፍስ ወከፍ ካልኢት ይጋዋሕ ኣሎ።
ሰብ ከም'ቲ ሰብ ዝነብሮ ናብራ 'ናነበረ ከም'ቲ ሰብ ዝሓስቦ ከይሓስብ ሓንጊዱ።
ካብ ሰብኣውነት ሓኪሉ።
ቂም ቋጺሩ ምስ ሰብነቱ ተፋቲሑ።
ሓሶት ምርኩስ ጌሩ ኣንጻር ሓቂ ደው ኢሉ።
ኣብ ክፍኣት ኣጽሊሉ ኣብ ዳስ ክፉኣት ኣሳስዩ።
ነዝን ካልእን ዘካተተ መደብ ኣብ ኤሪካን ሜዲያ።
ኩልኹም ዕዱማት ኢኹም።
ክትከታተሉ ብኽብሪ ንዕድም
ዕለት-28 መጋቢት-2021
ሰዓት 2፡00 ቶሮንቶ