ነዛ ሰዊት እትበሃል ጓል ሲ ንፍርዲ ክትቀርበሉ ዘኽእል መርትዖ ብዓል ሶሎ ሜድያ ቀሪቦሙልና ኣሎዉ ሞ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ዕቱብ ጠመተ ንግበር። ኣዛ ጓል ኣመለኛ እያ ትበሃል ኣላ ቅድሚ ሕጂ ናይ ታረቀ ሰሪቃ ነይራ ሕጂ ድማ ናይ ኣልኣሚን እዚ ኩላህና ኤርትራውያን ክንሰርሓሉ ዘሎና ጉዳይ እዩ።
ፈይስቡክ እንተለዋ ጸሓፉልና ታግ ክንገብራ።
Eritrean Community ልሳን ሰራዊትና
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Eritrean Community ልሳን ሰራዊትና, Asmara.
ኣብ ስያትል ዋሺንግቶን ዝነብሩ ዜጋታትና ምስ ፖሊስ ዘለዎም ዝምድናን ክብርን ብቃላት ዝግለጽ ኣይኮነን። የቀንየልና ስያትል PD ብ ሰላም ንኽሓልፍ መዓልቲ ናጽነትና ዓቢ ደገፍ ስለ ዝገበርኩም።
ኣፍሪቃውያን መራሕቲ ካብ ፕረዝደንት ኤርትራ ክመሃርዎ ዘለዎም ንህዝብኻ ሃገርካን ወኪልካ ኣብ ትጋባኣሉ መድረኽ ብዛዕባ ዝበጻሕካዮ ዘይኮነስ እንታይ ጸገማት ኣሎና ከመይ ጌርና ንጸገማትና ንፈትሕ እዩ ኣኸለ።
ብጻይ የማነ ብዛዕባ ፍልስፍና ህዝባዊ ግንባር ካብ ዝሃቦ ኣስተምህሮ
እንታይ ኢና ክንገብር ንደሊ ዘሎና፡ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ዝእምነሉን ንነዊሕ ዘርእዮ ዝጓዕዞን ንጹር መርሖ ጎደናን ኣብዚ ክንረኽቦ ንኽእል። ስለዚ ንስመዓዮ ንመሃረሉ ንመብዛሕና ብዙሕ ሕቶ ኣሎና ፡ ዝበዝሐ ሕቶና ዝምለስ መደረ እዩ።
ነቲ ሽጣራን ጉርሕን ምዕራባውያን ብኣግኡ ዝተረድአ እዩ መሪሕ ውዱብ ህዝባዊ ግንባር። ብሓዊ ተፈቲኑ ተኾሊዑ፡ መትከሉ ከይቀየረ፡ ደኪመ ከይበለ፡ ናጽነት ክምጠወሉ ኣብ እግሮም ወዲቁ ዘይለመነ እኳ ደኣ ብደሙን ርሃጹን ዝተዋደቀ፡ ህይወቱን ግዚኡን ዘይበቀቀ ኢዩ ውድብ ህዝባዊ ግንባር።
ልቦና ን ብሱል መሪሕነትን ዘለዋ ሃገር ካብ ዕዳን ዕንዲዳን ወጺኣ ናይ መጻኢ መርሖ ጎደነኣ ክትሓንጽ ዝእግማ ከቶ የለን። እዘን ብዕዳ ክሳብ ዓንቀረን ዝዘቕበባ ሃገራት ከም በዓል ኢትዮጵያ መጻኢ የብለንን። ሰለዚ ነቲ ሃገር ብደሙ ስለ ሪሙ ዝወደቀ ህዝባዊ ግንባር ክተኽብሮን ኣሰሩ ክትስዕብን ይግብኣካ።
ከምዚታት እዩ ዘሎ እቲ ወረ።
ጽምዶ ንቕድሚት!
ሻዕብያ ን ወለዶታት ዘይብተኽ ሓረግ
****************************
ነቶም ሻዕብያ ሓደ ወለዶ ጌርኩም እትርእይዎ ፡ ንሱ ክሓልፍ እንዳ ኣንባሃቕኩም እትጽበዩ ተረከብቲ ሻዕብያ ድሉዋት ኣሎና። እዚ መንእሰይ ወለዶ ሻዕብያ ሞ ኸኣ ሞ ሃገሩ ኣሕሊፉ ዘይህብ፡ ኣዝዩ ዝገደደ conservative approach ብ ልዕላውነትን ሃገርን ዘይጻወት ዝሓየለ ወለዶ ኢኾም ክትርእዩ።
እቲ ዝተረጋገአ ሃገርን መንግስትን ሓያል ሰራዊትን ስለያን ዘለዎ ሃገር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቓ ኤርትራ ጥራሕ እያ።
ግጥሚ ብዛዕባ እቲ ረዚን ታሪኽ ዝሓዘ እምባ ደንደን
ብዛዕባ እቲ ንደቁ ከውሊ ኾይኑ ዘዕቆበ እምባ ደንደን
ኣየወ እምባ ደንደን ተዘክሮታት ታሪኽ መስዋእቲ
ታሪኽ ጅግንነት ታሪኽ ብጻይነት ፡ እንባ ደንደን
ምንጪ EriTv
https://youtu.be/NQA-1xtoTPc?si=lJIi9v0tkSJQx3Gx
Click here to claim your Sponsored Listing.
