12/04/2026
🔴 ኣርቴታ ክሰናበት እዩ.....!!
ኣሰልጣኒ ሚኬል አርቴታ ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ ወይድማ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ክዕወት እንተዘይኪኢሉ ካብ ኣርሰናል ከምዝሰናበት ተሓቢሩ።
ኣርሰናል ንኣርቴታ ንምትካእ ካሊእ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሴስክ ፋብሪጋስ ምኳኑ ተገሊፁ ኣሎ።
ፀብፃብ - ጆሲ ልዊስ ኣርቱር
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ቲከይ, Humera.
12/04/2026
🔴 ኣርቴታ ክሰናበት እዩ.....!!
ኣሰልጣኒ ሚኬል አርቴታ ፅዋዕ ፕሪምየር ሊግ ወይድማ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ክዕወት እንተዘይኪኢሉ ካብ ኣርሰናል ከምዝሰናበት ተሓቢሩ።
ኣርሰናል ንኣርቴታ ንምትካእ ካሊእ ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ሴስክ ፋብሪጋስ ምኳኑ ተገሊፁ ኣሎ።
ፀብፃብ - ጆሲ ልዊስ ኣርቱር
➡ ትርጉም( 5ተ )ሓሙሽተ ቅንዋተ መስቀል.....!!
➡️ እዞም ሓሙሽተ ቅንዋተ መስቀል ኣብ ስነ-ጽሑፍን ትምህርተ-መለኮትን ቤተ-ክርስቲያን ፍሉይ ስምን ምስጢርን ኣለዎም፦
1. ሳዶር (Sador)
➡ ትርጉም፦እቲ ቀዳማይ ሽንካር ኮይኑ፣ ንየማነይቲ ኢዱ ዝተሸንከረሉ እዩ።
✅ ምስጢር፦ "ረድኤት" ወይ "ሓገዝ" ማለት እዩ። ጎይታ ብየማነይቲ ኢዱ ሒዙ ካብ ሲኦል ከም ዘውጽኣና የመልክት።
2. አላዶር (Alador)
➡ ትርጉም፦እቲ ካልኣይ ሽንካር ኮይኑ፣ ንጸጋመይቲ ኢዱ ዝተሸንከረሉ እዩ።
✅ ምስጢር፦"ፍርዲ" ወይ "ኵነኔ" ካብ ልዕሌና ከም ዘርሓቐልና የመልክት።
3. ዳናት (Danat)
➡ ትርጉም፦ እቲ ሳልሳይ ሽንካር ኮይኑ፣ ንየማነይቲ እግሩ ዝተሸንከረሉ እዩ።
✅ ምስጢር፦"ምሕረት" ወይ "ይቕሬታ" ማለት እዩ። ንኣካይዳና ናብ ቅኑዕ መንገዲ ንምምራሕ ዝተሸንከረሉ እዩ።
4. አዴራ (Adera)
✅ ትርጉም፦ እቲ ራብዓይ ሽንካር ኮይኑ፣ ንጸጋመይቲ እግሩ ዝተሸንከረሉ እዩ።
➡️ ምስጢር፦"ህይወት" ወይ "ድሕነት" ማለት እዩ። ንሞት ብሞቱ ስዒሩ ህይወት ከምዝሃበና የዘኻኽረና።
5. ሮዳስ (Rodas)
✅ ትርጉም፦እቲ ሓምሻይ ሽንካር ኮይኑ፣ ንልቡ (ጎድኑ) ዝተሸንከረሉ ወይ ኣብ መንጎ ክልተ ኣእጋሩ ዝተሸንከረሉ ተባሂሉ ይለለ።
➡️ ምስጢር፦ "ብርሃን" ማለት እዩ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ከም ዘውጽኣና የመልክት።
14/03/2026
🦷 ሞሳድ፡ ካብ "ፔጅ" (Pager) ናብ "ናይ ወርቂ ጥርሲ"! 😂
እቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝካየድ ዘሎ ናይ ስለያ ውግእ ሕጂ ካብ ሰብ-ሰርሕ ሳተላይት ወጺኡ ናብ ውሽጢ ኣፍን ስንን ሰባት ዝኣተወ ይመስል! ሞሳድ (ናይ እስራኤል ስለያ) ዘይኣትዎ ጉድጓድ የለን እናተባህለ ይዝረብ ኣሎ።
እቲ ሓድሽ "ተንከሲስ" ዛንታ፦
ሓደ ካብቶም ላዕለዎት ጀነራላት ኢራን፡ ጥርሱ ምስ ወደቐት "ዝበለጸት ናይ ወርቂ ጥርሲ" ክትከለሉ ወሲኑ። እቶም "ወርሓት" ዝኾኑ ሰለይቲ ሞሳድ ግን ነቲ ጀነራል ብምፍላጥ፡ ብናትና ወጻኢ ጽብቕቲ ወርቂ ጥርሲ ንትከለልካ ብምባል ዕድል ሂቦምዎ።
እቲ ጀነራል ብሓጎስ "ወርቂ" ጥርሱ ገይሩ ምስጢራዊ ስብሰባታት ከካይድ ከሎ፡ እታ ጥርሲ ግን "ሬድዮ ጣብያ" ኮይና ኩሉ ምስጢራት ናብ ቴል-ኣቪቭ ተመሓላልፍ ነይራ ይበሃል! 😂
ካልኦት ሞሳድ ዝጥቀመሎም ዝበሃሉ "ብልሓታት"፦
መጥቃዕቲ ፔጀር (Pager): ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ፡ ኣሽሓት ናይ ሂዝቦላህ ፔጀራት ብሓንሳብ ክፈድያ ከለዋ ዓለም ተገሪማ ነይራ።
ናይ ሽኮር ሳጹን፦ ሓደ እዋን ኣብ ውሽጢ ሓደ ሆቴል ኣብ ዝነበረ ናይ ሽኮር ሳጹን መቅዳሕ ድምጺ (Microphone) ቀቢሮም ንላዕለዎት ሓለፍቲ ሰልዮምዎም ይበሃል።
ሮቦት ዝሰርሖም መጥቃዕቲታት፦ ብሪሞት ኮንትሮል ዝንቀሳቀሱ ናይ ስናይፐር ጠመንጃታት ተጠቂሞም ዓበይቲ ሳይንቲስቲ ኒውክለር ከምዝቀተሉ ይግለጽ።
መጠንቀቕታ ንኹሉ ሰብ፦
"Braces" ወይ "ወርቂ ጥርሲ" እትገብሩ ሰባት፡ ቅድሚ ምትካልኩም ብደንብ ኣሪምኩም ርኣዩ! ስልኪ ጥራይ ኣይኮነን ዝስለል ዘሎ፡ ሕጂስ ጥርስኹም እውን "ሃሎ" ክብል ይኽእል እዩ! 🦷📡
መዘኻኸሪ፦ እዚ ብዛዕባ "ጥርስ ወርቂ" ዝወጸ ዜና ክሳብ ሕጂ ወግዓዊ መረጋገጺ እኳ እንተዘይብሉ፡ እቲ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ናይ ስለያ ውግእ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ኣይኮነን።
ሎሚ ዕለት 25/5/2018 ኣብ ሱዳን መዓሰከር #ተነድባ ብዝተልዓለ ባርዕ ሓዊ መዕቖቢ መዓስከር ተቃፂሉ።
እዚ መንቀሊኡ ዘይተፈለጠ ባርዕ ናይ ሰደተኛታት 6 ገዛውቲ ምስ ንብረቱ ሙሉእ ብሙሉእ ተቓፂሉ።
ዓኽ ስዱድ ህዝቢ ዝረኸብካዮ መዓት ጥሜቱን ሕማሙን ከይኣኽሎ እታ መፅለሊቱ ውን ናብ ሓሞኽሽቲ ተቐይራ😭😭😭😭
ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ንዶክተር ቴድሮስ ሸሊሙዎ‼️
-------------------------------------------------------
ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ፤ ንዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ እዋን ሰብኣዊ ቅልውላው ብሉፅ ኣመራርሓ ዘርኣየ ብዝብል ሰብኣዊ ሽልማት ኤልሳቤጥ ቢ ዋይንትዝ ሸሊሙ ።
ኣብ ዓለምና ካብቶም ብሉፃት ዝበሃሉ ዩኒቨርሲቲታት ሓደ ዝኾነ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ፡ ካብ 2015 ኣ.ፈ. ኣትሒዙ ኣብ እዋን ሰብኣዊ ቅልውላው ብሉፅ ኣመራርሓ ንዘርኣየን ራእይ ዘለዎ ህዝባዊ ሰብ ብዝብል ክብሪ ዘጓናፅፈሉ ዓመታዊ ሽልማት ኤልሳቤጥ ቢ ዋይንትዝ የዳሉ ።
ሎሚ ዘበን ድማ ዓለምና እብ ኩሉ ኩርናዓት ብኩናት ፣ ከበድቲ ተላበድቲ ሕማምት ፣ ማእለያ ዘይብሎም፡ቕልውላዋት ኣብ ዘላትሉ ፣ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ዘይዛረየ ፀቕጢ ኮይኖም ንዘርኣይዎ ብሉፅ ኣመራርሓ ንዘርኣይዎን ስብኣውነትን ተግባራዊ ስራሕን በዓል ራእይ ህዝባዊ ሰብ ብዝብል ክብሪ ክውንዘፉ ሰብኣዊ ሽልማት ኤልሳቤጥ ቢ ዋይንትዝ ኣበርኪትሎም ኣሎ።
ነቲ ሽልማት ዝተቐበሉ ዋና ዳይሬክተር ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ፡ ሎሚ ካብ ሃርቫርድ ዩኒቨርሲቲ ሰብኣዊ ተበግሶ ዝወሃብ ሰብኣዊ ሽልማት ኤልሳቤጥ ቢ ዋይንትዝ ብዓሚቕ ምስጋናን ሓበንን ትሕትናን እየ ዝቕበሎ ኢሎም ።
እዚ ሽልማት ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ብዘለው ኩሎም መሳርሕተይ ሽም እየ ዝቕበሎ ናታቶም ውፅኢት እውን ስለዝኾነ ክብሉ ድማ ገሊፆም ።
ኣብ ጋዛ ኣብ ትሕቲ ከቢድ ኩናት ኮይኖም ፡ ህይወት ዘድሕን ክንክን ዝህቡ ዘለው መሳርሕተይ ፣ ኣብ ዲሞክራቲክ ኮንጎ ንለበዳ ኢቦላ ምላሽ ዝሃቡን ዝህቡን ዘለው ሰብ ሞያ ፤ ኣብ ሱዳን፡ ብናይ ዓመታት ኲናት ሕድሕድ ዝተደፋፍአ ለበዳ ሕማም ኮሌራ ምኽታብ፤ ኣብ መላእ 6 ዞባታትን ዋና ቤት ጽሕፈታትን 150 ዝተፈላለያ ሃገራት ንዘለው መሳርሕተይ ኣፍልጦ ዝሃበ ሽልማት እዩ ኢሎም፡
እዚ ሽልማት ንዝኽሪ ኤልሳቤጥ "ቤትሲ" ዋይንትዝ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃርቫርድ ኣብ ሰብኣዊ ኣመራርሓ ንዝገበረቶ ብሉጽ ኣበርክቶ ኣፍልጦ ብምሃብ ዝብርከት ሽልማት እዩ።
©ድወት
06/10/2025
types of dam with type soil
https://www.facebook.com/profile.php?id=100069359588991
ቲከይ Money Transfer Service
27/06/2020
education is the most powerful weapon
which you can use to change the world
let us keep the guard of our mouths