Meles Zenawi

Meles Zenawi

Share

haml

Photos from Meles Zenawi's post 23/02/2023

"ፍቕሪ ሃገር ማለት ንዓይ ፍቕሪ እምባን ሩባን ኣይኮነን፣ ፍቕሪ ሜዳን ኩርባን እውን ኣይኮነን።እቲ ሓደ እምባን ሩባን ካብቲ ካልእ ዝፍለየሉ መሰረታዊ ነገር የለን።ፍቕሪ ሃገር ማለት ፍቕሪ ህዝቢ እዩ።ህዝቢ እንተዘየለ ኩሉ ምድረ-ባዳ እዩ"

30/03/2019

ተጋሩ ንወደብ

እዚ ትሪእዎ ለለኹም ሰብ ነብዩ ስሑል ሚካኤል ይብሃል ትኽክለኛ ሽሙ ግን ነብዩ ገረንችአል 'ዩ:: ብልኾነ ናሽሙ ይፅንሐልና ናብ ተግባሩ ንእተ::
እዚ ሌባን መዳናገሪ ሸዋጢ ዓዱ ብሽም ህዝቢ እንደርታ ገንዘብ ካብ ብኣዴን ተቐቢሉ ምስቶም ርኹሳት ኣባላት ዓረና ብምኻን ልእኽቶ ኣብይ ኣሕመድ ልምስኻዕ ላዕልይ ታሕትይ ይብሎ:: ኣነ ካብኡ ንላዕሊ ወዲ እንደርታ እየ ልነብዩ ብደምቢ እየ ልፈልጦ ቅድሚ ኸዚ መፅሓፍ ኣሐቲሙ መንግስቲ ክልል ትግራይ መፃሕፍተይ ገዚኡ ናብ ምሉእ ትግራይ ለየባፅሐለይ ልብል ቂም ነይርዎ:: ኣዋጊዕና ንፈልጥ ኢና ብሓደ ዳርጋ ትግራዋይነት ገደል ይእቶ ልዓይነቱ ፅዋ ይፀዊ ነይሩ:: ካልኣይ ቂሙ ለለ ካብ ቦርድ ክለብ ከተማ መቐለ ከባብያዊ(ፀቢብ) ኢኻ ተብሂሉ ስለ ልተባረረ ቂም ሒዙ ፀኒሑ ለሚ ብሽም ሚስኪን ሓረስታይ ይነግድ'ሎ:: መንግስቲ ክልል ትግራይ ስጉምቲ ይውሰደሉ ብሃላይ እየ::
ህዝበይ ህዝቢ እንደርታ ብኣኻ ኣይታለልይ ዕሱብ::
እቱ ሕቶ ሓረስታይ ትኽክል ዋላ ተኾነ ላብ ፓለቲካ ኣይቕየርይ::
ለይተረድኦም ክርድኦም ሼር ግበሩ::

Want your business to be the top-listed Government Service in Addis Ababa?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Website

Address

Addis Ababa