ኣስማቶም ይነገር - Reveal Their Names

ኣስማቶም ይነገር - Reveal Their Names

Share

ወግዓዊ ገጽ፡ ኣስማት ናይቶም ኣብቲ ብ3 ሕዳር 2022 ዝተዛዘመ ኩናት ዝወደቑ ኤርትራዉያን ንኽንገር ዝጽዉዕ፡ #RevealThierNames ዝተሰምየ ዘመተ

17/12/2023

Every Sunday, we will light a candle as a symbol of solidarity with the |n families who are anxiously waiting for news about their loved ones' whereabouts.

03/12/2023

ልብኻ ዘረስርስ ብሓያል ፈጠራውነት ዝተደርዐ ተሳትፎ ናይ ቡዙሓት ኤርትራውያን ኣብ ዘመተ ኣስማቶም ይነገር!!!

14/11/2023

Mr Berhane, a journalist who documented the border war, discusses the agony Eritreans are subjected to due to the absence of information on their loved ones whereabouts on FaNus NetWork

ኣስማቶም ይነገር!!!

11/11/2023

‏إن القلب ليتقطع حزنا أن يتخيل أحدنا الأمهات في إرتريا وهن يكتوين بنيران انتظار الابن المفقود الذي لا يدرين أحي هو فيعود أم هو الغياب الأبدي فيقبلن العزاء فيه.
‏إن واجبنا الوطني يحتم علينا الوقوف مع الأسر المكلومة، لعلها تجد بعض السلوان الذي تستحق في وقفتنا هذه.

ኣስማቶም ይነገር!!!

‏⁧‫ ‬⁩ ‬⁩

‏⁦‪ ‬⁩

09/11/2023

09/11/2023

ካብቲ ኣዴታት ኤርትራ: ደሃይ ደቐን ተሓሪሙወን ዘሕልፍኦ ዘለዋ ስቕያት ዝኸፍእ የለን። ሻቕሎትን ሰንፈላልን ኣዴታት ንኸብቕዕ ሓቢርና ኽንጽውዕ ግዴታና እዩ።



ኣስማቶም ይነገር!!!

08/11/2023

ኣብ ሻቕሎትን ወጥርን ንዝርከቡ ስድራቤታት፡ ንኽንገሩን ብዝግባእ ንኽድበሱን ዝከኣለና ክንገብር፡ ናይ ኩሉና ኤርትራውያን ሞራላዉን ሃገራዉን ግዴታ እዩ!!!

ኣስማቶም ይነገር!!!

08/11/2023

ነቶም ኣብ ሻቕሎትን ወጥርን ንዝርከቡ ስድራቤታት፡ ንኽንገሩን ብዝግባእ ንኽድበሱን ዝከኣለና ክንገብር፡ ናይ ኩልና ኤርትራውያን ሞራላውን ሃገራውን ግዴታ እዩ!!!

ኣስማቶም ይነገር!!!

04/11/2023
04/11/2023

ስድራቤታት ብእዋኑ ሃለዋት ናይቶም ኣብ ኲናት ዝወደቑ ደቆም፣ ኣሕዋቶም፣ ኣሓቶምን ወለዶምን ከም ዝፈልጡ ምግባር፣ ሞራላውን ሃገራውን ሓላፍነት ናይ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ እዩ። ናይ ነፍሲወከፍና ድምጺ ብምሕባር ድማ እህህታ ስድራቤታት ከም ዝጋዋሕን ምድዕዓስ ከም ዝረኽቡን ክንገብር ንኽእል።

ኣስማቶም ይነገር!!!

Want your business to be the top-listed Government Service in Asmara?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Website

Address


Asmara