23/08/2022
ናይ ደም ምፍሳስ ጎስጟስ
🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸🩸
ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝጭፍጨፍን : ዝቅጥቀጥን ዘሎ ህዝብና ኢዩ:: ኣብ ስደት ኮይኑ'ውን ዝህረምን : ዝሃርምን ዘሎ ሕብረተሰብና ኢዩ:: ስለዚ ካብ ኣፍንጫና ኣርሒቅና ንሕሰብ : ንኩሉ'ውን "ብሓደ ዓይኒ" ክንጥምቶ ንፈትን::
እዚ ሕጂ ዝግበር ዘሎ ናይ ደም 🩸 ምፍሳስ ጎስጟስ ቅኑዕ ኣይኮነን ትርጉም'ውን የብሉን:: መክኒያቱ ኣብ ልዕሊ ኣቦን ወዲን ኢካ ደም ትተክል ዘለካ:: ሕብረተሰብና ደም 🩸ተፋሲሱ : ነዓና ዘርብሕ ኣይኳነን:: እዚ ሕጂ ዝግበር ዘሎ : ናይ ደም ምፍሳስ ጎስጟስ እንተ ቀጺሉ ግን : እቲ ደም ኣባካን : ኣብ መላእ ወሎደካን ኢዩ::

14/07/2022
13/07/2022
12/07/2022