Tehadsodemocrats Teseney

Tehadsodemocrats Teseney

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Tehadsodemocrats Teseney, Political organisation, Teseney.

14/07/2022

ኤርትራ ዝብል ስም ከመይ ጌሩ ንምድረ-ባሕሪ ተዋሂብ

ኤርትራ ብህዝቢ እቲ ከባቢ : ምድረ-ባሕሪ ተባሂላ ትጽዋዕ ነይራ። "ኤርትራ" ዝብል ቃል ካብ ሳይነስ (ኤሪትራየስ) ዝብል ናይ ግሪኽ ቃል ዝመጸ ኮይኑ ፡ ብእንግሊዝኛ ቀይሕ ባሕሪ ተባሂሉ ክትርጎም ይከኣል። እዚ ስም እዚ ኣብ መንጎ ሓውሲ ደሴት ዓረብን ኣህጉር ኣፍሪቃን ዝነበረ ባሕሪ እዩ ተዋሂብዎ ፣ ብግሪኻውያን ነጋዶ ኣብ ሳልሳይ ዘመን ቅ.ል.ክ. ኣብ 1890 ጣልያን ንመሬት ምድሪ-ባሕሪ ኣብ ጎኒ ቀይሕ ባሕሪ መግዛእቲ ገይራ ፣ ኤርትራ ኢላ ሰየመታ። ዘይከም ካልኦት መንግስታት ምድሪ-ባሕሪ ንጉስ (ባሕሪ ነጋሴ ዝብል ስም ዝሃበቶ ማለት ንጉስ ባሕሪ ማለት እዩ) ብህዝቢ ዝተመርጸላ እንኮ ዲሞክራስያዊት ንግስነት እያ ነይራ።

13/07/2022

Photos from Tehadsodemocrats Asmera's post 12/07/2022
Want your business to be the top-listed Government Service in Teseney?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Address


Teseney