ሓበሬታ
አሜርካ፡እስራኤል ፡ኢራን ንክልተ ሰሙን ኩናት ደው ክብል ተራዳዲኤን ።
08/04/2026
Abugida Eritrean Community School
Abugida Eritrean Community School is a grassroots initiative established in 2013 by members of the E
Abugida Eritrean Community School is a grassroots initiative established in 2013 by members of the Eritrean community in Israel to educate Eritrean children in Tigrinya, English, Science and Mathematics. The school's’ mission is to support students’ mother tongue language and develop a healthy identity by transferring cultural values while pursuing other academic skills. In addition, the school ha
20/08/2023
ምልክታ መዝገባ ተማሃሮ
ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ናይ 10 ዓመት ተመኩሮ ዘለዋ ምስ ምኩራት መማህራን እነሆ ሎሚ እውን እዋን መዝገባ ኣኺሉ፡ ኣብ ተል ኣቪቭን ከባቢኣን እትርከቡ ማዕጾኣ ከፊታ መርሓባ ትብለኩም ። ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ኣብ ስደት ዝተወልዱ ህጻናት ኤርትራውያን መኣዲ ትምህርቲ ከፊታ ደቅና ካብ መሃይምነት ከተናግፍ ኩሉ ግዜ ምስ ጸዓረት እያ። ኩሎም ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ዝመሃሩ ተማሃሮ ምስ ቋንቋ ኣዲኦምን ባህልን ስነምግባርን ተላልዮም ባህሎምን ልምዶምን ኣብ ምዕቃብ ይርከቡ። መዝገባ ሓደስቲ ተማሃሮ ዝካየደሉ ካብ 15 ነሓሰ 2023 ክሳብ 30 ነሓሰ 2023 እዩ። ቦታ ከይመልአ ከሎ ደቅኹም ኣብ ግዜኡ ከተመዝግቡ ነዘኻኽር።
ንዝያዳ ሓቤሬታ፡
ኣድራሻና፦ ለቫንዳ 18 ተል-ኣቪቭ
ዳይረክተር ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ መም/ ሃብተማርያም ተስፋኣለም
ተለፎን ---0539860476
ኣማሓዳሪ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ መም/ ደበሳይ ገ/ሄር
ተለፎን---0546647253
31/07/2023
09/08/2022
ኣብ መዕጸዊ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ካብ ዝተወስደ ስእልታት ዕለት 23.07.2022
09/08/2022
ሰላም ሰላም ንኹሉኹም፡
ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ኣብ ተል ኣቪቭ እስራኤል ትርከብ: ብግዱሳት ኤርትራውያን ዝተመስረተት ቤት ትምህርቲ ኮይና: ንህጻናት ደቅና ብትምህርቲ ቋንቋ ኣደ እትኹስኩስን ትምህርታዊ ሓገዝ እትህብን ዘላ ዘይ-ናይ-ረብሓ ህዝባዊት ትካል እያ። ኩሉኹም ተጠቀምቲ ናይ'ዛ ቤት ትምህርቲ ክትኮኑ ደቁኹም ናብ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ክትሰድዎም ንኹሉኹም ወለዲ ንላቦ።
ዕለት 23.07.2022 ኣብ መዕጸዊ ቤት ትምህርቲ ኣቡጊዳ ዝተወስደ ስእልታት
ዕድል ትምህርቲ ን18 - 25 ዝዕድመኦም መንእሰያት ኣብ ተል ኣቪቭ
After painting it looks great. Thank you so much for your help.
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Contact the business
Telephone
Address
Lavanda 18
Tel Aviv
3:30PM-7:30PMTIME
Opening Hours
| Monday | 15:30 - 19:30 |
| Wednesday | 15:30 - 19:30 |
| Thursday | 15:30 - 19:30 |
| Sunday | 15:30 - 19:30 |
