VOE ድምጺ ኤርትራውያን Voice Of Eritrean

VOE ድምጺ ኤርትራውያን  Voice Of Eritrean

Share

ህዝቢ ተዘየለ ሃገር የላን ! ኤርትራ ሃገርና ዘመና ክመጸላ እዩ !🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓዱ ክነብር ዩ !!!!!

05/22/2026

ስደተኛ ኣብ ዝኮነ ዓለም ከቢሩ ኣይፈልጥንዩ ! ኮሪዑ ውን ኣይፈልጥን እዩ ! ምናልባት ዶንቆሮ ናይ ኣእምሮ ጸገም እንተ ኣሎካ ግን ስደተኛ ብሙካንካ በዚ ትነብሮ ዘሎካ ክንዲ ዘተሓሳስበካ ከኩርዓካ ዩ !!!!!

05/22/2026

መፈራርሒት ደቂ ዓድና !
ወይ ዝበሉካ ግበረሎም ወይ ዓዶም፡ግደፈሎም ዝብሉ ኣሎዉ !!! ስማዕ ዓድካ ንመን ክትገድፈሉ ? መን ዝሃቦም ዓዲ ? ናቶም ድያ ስድራካ ኣዝማድካ ኣይወደቁላን ?

05/17/2026

ኣብ ዩጋንዳ 🇺🇬ሓድሽ ሕማም ኢቦላ ተረኪቡ ክሳብ ሕጂ 6ተለኪፎም 1 ሰባት መይቱ ኣሎዉ ! በዚ ተከሲቱ ዘሎ ተላባዒ ሕማም ውሸባን ክታበትን፡ክህሉ ከም፡ዝክእል ጸብጻባት ይሕብሩ ።
እዚ ኣዝዩ ሓደገኛ ሕማም ግዜ ዘይህብን ቀታሊ ዘየላቡን ሙካኑ ሚንስትሪ ጥዕና ዩጋንዳ ገሊጹ ።

05/14/2026

ሎሚ ዕለት 14-5-2026 ረፋድ ኣብ ሞያሌ ኢትዮጵያ ከብድ ዕግርግርን ናዕብን ተፈጢሩ ይርከብ ። እቶም ናዕበኛታት እንዳ ፖሊስን ምምሕዳር ቀበሌታትን ተቆጻጺሮም፡ከም ዘቃጽልዎ ውሑዳት ካብቶም ናዕበኛታት ከቢድ ማህሰይቲ ከም ዝወረዶምን ጸብጻባት ይሕብሩ !!
N.B ኤርትራውያን በዚ መንገዲ ናብ ዩጋንዳ ኬንያ ብብዝሒ ስለዝሓልፉ ምስ ዘሎ ኩነታት በዚ መንገዲ ክትመጹ ዝሓሰብኩም ክሳብ ዝረጋጋእ ከተቋርጽዎ ንሕብር ። እዚ ሓበሬታ ሼር ጌርኩም ኣብጽሑሎም ።

05/14/2026

እዛ ንርእያ ዘሎና በረከት አደራ ትበሃል ኣብነታዊት ሓረስታይ እያ እንተኮነ ኣብዚ ሰሙን ብግቦ ተጠርጢራ ተደላይት ተባሂላ ኣብ ዜናታት ናይ ኢትዮጵያ ተዘርጊሓ ኔረ ። እንተኮነ ንሳብ ኣብ ገዝኣ ከም ዘላ ዋላሓደ ከምዘይገበረት እያ ትዛረብ ። ግን ቅድሚ ሕጂ ከምዚ ኢላ ኔራ !!!!! ናይ ኣቢይ ኣቡኡ ጠንቋሊ እዩ !!

05/12/2026

ኤርትራ ሃብታም ብጸጋታት ኣገራሚ ሰሓቢ ትርኢት ይርኣየኒ መጻኢት ኤርትራ *** እዚ ጸጋታት ከሎና ዶ ምስተሰደድና ።

05/10/2026

ብስሚ መርዚ ዝሓስብ ቡኡ እዩ ዝጠፍእ
እዛ ሕማቅን ብዕልግናን ትምህርቲ ትምህር ዘላ ካብተን miss eritrea ንክትወዳደር ምረጹኒ ትብል ዝነበረት እያ ።
ንሙካኑ እቲ ሞዴሊንግ ተረዲእዋ ኣሎ ዶ ?
ሞዴሊንግ እኮ ናይ ደጋውን ውሽጣውን ኣተሓሳስባን ጽባቐ እዩ ።
ሰብ ቀቲልካ ከ ይንበር ድዩ ? ናይቲ መዋቲ ስድራ ከ ስቅ ይብሉ ማለት ድዩ ? ድንቁርና ስለዘሎዋ እያ ከምኡ ኢላ እምበር ሰብ ጥዑይ ጸኒሑ ሃንደበት እንተሞይቱ ሕክምና ተወሲዱ ኣይምርመርን ድዩ ? ሰብ ክትቀትል ከሎካ ከ ንባዕልካ ምስኡ ከም ትመውት ዘሎካ ኣይትፈልጥን ዲካ ?
ደቂ ኣንስትዮ ካብዘን ባዕለገታት ካብ ኣምላክን ካብ ሰብን ዝርሓቃ ኣገልገልቲ ሰይጣን ካብአን ርሓቃ ኩሉ ኣብዚ ሚድያ ዝመጽእ ዝምህር ኣይኮነን ዝጽይቅን ርእሲ ደቂ ሰባት ብጸርፍን ብሕማቅ ትምህርትን ነዚ ሚድያ ዝተቆጻጸሩ ኣሎዉ ።
ብፍላይ ኣብ ናይ ሚድያ ኣጠቃቅማ ንመን ትከታተል መሪጽካ ምክትታል ርእስና ካብ ዘየድሊ ናብ ሽግር ዘውድቅ ተግባራትን ሓሳባትን ባዕልና ነድሕኖ ።
ወድለዲ ድማ ደቅኩም ኣብ ትምህርቲን ሃናጺ ነገርን ክከታተሉን እንታይ ይርእዩን እንታይ ይሰምዑን ምክትታል ከድልየኩም እዩ ።

05/09/2026

ኬርያ ኢብራሂም ኣብ ግዜ ኩናት ትግራይ ሃዲማ ኣብ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝከደት ናይ ፈደረሽን ኣፈ ጉባኤ ዝነብረት እያ ። ሕጂ ምስ ወዲ በሻሻ ወጊና ብዛዕባ ትግራይ ውድባ ዝነብረ ሕወሓት ብኣምሓርኛ ቃለ መሕትት ተካይድ ። ጽምዶ ሕጋዊ ኣይኮነን ትብል ።

05/05/2026
05/05/2026

ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ትግራይ ናይ ኩናት ደመና የንጸላልወሉ ዘሎ እዋን ሎሚ ዕለት 5 -5-2025 ኣብ መቀለ ናይ ኩናት ነፋሪ ክትዝንቢ ውዒላ ።

Want your business to be the top-listed Government Service in Dallas?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Website

Address


United State
Dallas, TX
0000