#እተን ዓመጽቲ ትዓሚጽና እንክብላ"!
#እዛ, ትብሃል #ንደሳለ ጠሪዓ የጓይየናሎ ኣግኣዝያን ጸላእቲ ኣስላም'ዮም ኢላ ብሓሶት ክተጸልም ተበጊሳ ዝፈሸለት ወዲ ስዑራት ስደተኛታት ጀብሃ ጀበርትስ ፥ ንባዕላ ዓማጺት ምዃና ኣቃሊዕና ኣሰራ ከምነጥፍኣ ገና ኣይተሰወጣን ዘሎ።
#ቀዳማይ ንሕና ምንቅስቓስ ደቀባት ህዝቢ ትግርኛ ኣግኣዝያን ሃገረ ሓማሴን ፣ ጸላእቲ ኣስላም ኮይንናን ኔርናን ኣይፈልጥን። ከምኡ ውን ብዛዕባ ኣብ ሽወደን ዘሎ ኣስላማይ ይኹን ወላ ብዛዕባ ኣብ ዓዲ ዓረብን ኣፍጋኒስታን ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ኣስላማይ ንዛረብ የሎናን።ንዓና ዘዛርበናን ንሓቶን ዘሎና ብዛዕባ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገርና ኮይኑ ፣ መን'ዩ ኣብዛ ኤርትራ ወደባት ዝብል ሕጋዊ ሕቶ ኢና ንዛረብ ዘሎና። ሕቶና ክኣ ሕጋውን ምኽንያታውን ሕቶ ዋንነት'ዩ።
#ብመሰረት ሕጋዊ ሕቶና ክኣ ፣ ጭብጥን መርትዖን ኣምጺና ወደባት እንኮ ህዝቢ ትግርኛ ምዃኑ ሞጊትና ኣእሚንና ሲዒርና ኣሎና። ኣብዛ ኤርትራ ቋንቋ ዓረብን ሸሪዓን ወደባት ኣይኮነን። ከምኡ ውን እንዳን ቀቢላን ብሳዕሪ ብላዕ ሳጊሞም ንሃገርና ዝኣትውን ዝወጹን እዮም። እታ ጀበርቲ ትብሃል ዓለቕቲ ክኣ ሰራዊት ምሓመድ ግራኝ ኮይና ወሪራ ክተጽንተና ዝመጸት'ሞ ማሪኽና ቀሊብና ምሕረት ሂብና ንኽትነብር ዝፈቐድናላ ስደተኛያ። ሕጂ ውን ፈራዕራዕ ናይ ጀበርቲ መሕሰሚኽን ድኣንበር ካልእ ኣጸሊምክን ከሲስክን ትልውጥኦ ወደባት ወዲ ትግርኛ የለን። ኣኸለ
#ካልኣይ እዛ ኣባል'ታ Jebrti,Brotherhood Jihad pen ማሕበር ጀበርቲያ።እዚ ማሕበር ጀበርቲ'ዚኣ ክኣ ኣባል'ቲ #ሞስሊም #ብራዘር #ሁድ ዝብሃል ኣሸባሪ ጉጅለ ምዃኑ ምስ ጭብታቱ ብዙሕ ግዜ ኣቅሪብናዮ ኢና።
#እዛ ትብሃል ዓለቕቲ ስደተኛ ጀበርቲ እንብኣር ቀንዲ ኣብቲ ኣብ ሽወደን ስቶኮሎም ዝነበረ ዕግርግር ሽበራ ዓሌታውያን ፣ ከም ቀንዲ መራሒትን ኣወሃሂድን ዝነበረት ኮይና ፣ ኣብቲ #ምቅጻል መካይንን እምኒ ዳርባን ፣ ንፖሊስ ስተኮሎም ምህራምን መካይን ፖሊስ ምድፋርን ተዋፊራ ዝነበረያ። ሕጂ እዛ ዓማጺት እዚኣያ ፣ ነቲ ሞጊቱ መን ምዃና ዘፍለጣ ምንቅስቓስ ይኹን ብውልቂ #ደሳለ ብሓሶት ኣጸሊማ ወረጃ ወረጃ ክትጻወት ፈቲና ፈሺላ ዘላ።
#ሎሚ እቲ ጽቡቅ ነገሩ ፣ ወላቲ ፍሽኽ ይብለናዩ ኢለን ዝሓስብኦ ኣብ ህግደፍ ዘሎ መንእሰይ ትግርኛ ከይተረፈዩ ኣብ ጉዳይ ናይ ወደባት መሰሉ ኣዝዩ ነቒሑስ ብጉዳይ መሰል ርእሰ ውሳኔኡ ኣብ ድርድር ከምዘይኣቱ ብሩህ ኮይኑ'ዩ ዘሎ። ዓለቅቲ ስደተኛታት ጀበርቲ ሎሚ ንጥጁእ ዓረባውነት ሕልምኽን ዘይፈልጥ መንእሰይ ትግርኛን ኮቶ የሎን።ስለዚ ዓሪፍክን ጉዳይ ስደትክን ኣስተማቕራ ብዛዕባ ጉዳይ ሃገርና ንዓኽን ዝምልከት ኮቶ የሎን።
Agazian Kebabi Asmara
"እዛ ገጽ ዋንነት ምንቅስቓስ የሕዋት ኣግኣዝያን ኮይና ዕላማና ንሃገረ ሓማሴን ወግዓዊት ሃገረ-መንግስቲ ህዝቢ ትግርኛ ምግባራን ብቑጠባ ሓርነታ ንምርግጋጽን'ዩ"
#ምስጢር ኢሰያስን ርክብ ምስ CIA ኣመሪካን ሃይለስላሰን ኣብ ቃኞው ስተሽንን ዝተሓስበ ቅንጸላ ኣስራተ ካሳን ከመይ ይመስል!
#ሓቂ ብርእሳ ተቐበርካያዃ- ብእግራ ትወጽእ"!! ቅድሚ ኩሉ ኣብ ታሕቲ ንዘላ ቪድዮ ተገዲስኩም ስምዕዋ"! ምስሊ ኢሰያስ ምስዚ ሕጂ ጽምዶ ኣንድነት ትብለና ዘላ ፥ ሓድሽ ከምዘይኮነ ፣ እኳ ድኣ፡ናይ ኣቦታታ ሕልምን ዕላማን ምዃኑ ክበርሃልኩም እዩ።
#ኩሉ ግዜ እቲ ሃሱሱን ከዳዕን ኢሰያስ እያ። ምስ ኣመሪካ ከዲዖም ፣ ምስ ወያነ ወጊኖም ኢላ ኣርካናት ጀጋኑና ዘጥፍኣትሉ መንገዲ እቲ ናታ ምስጢር #ገምጢላ #ስለዝኸሰሰቶምን ቀዲማ #ስለዘጸለመቶምን ጥራሕዩ። እቲ ሓቂ ግን ኢሰያስ እያ ከዳዕ ሃሱስ CIA ኣመሪካን ሃይለስላሰን ኔርዋን ገና ዘለዋን።
#ኣብ መጀመርታ 70ታት ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ግዝኣት ኢትዮጵያ እንከላ ከም ሓንቲ ክልል ኢትዮጵያ ትሕሰብ ነበረት'ሞ ንኣማሓዳሪኣ ዝነበረ ኣቶ #ኣስራተ #ካሳ ንምቕታል ጽጹይ መጽናዕቲ ብሓርበኛታት ፈዳይን ተወሲኑስ ኣብ ምጽንጻን ነበሩ። #ኢሰያስ ኣፎርቂ ነዚ ውዱእ በጺሑ ዝነበረ ቅንጸላ ኣስራተ ካሳ ምስ ሰምዐት ብነድሪ ተላዒላ ግደፉ ንኣስራተ ካሳ ካብ ክንቀትሎ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ክንከስቦ ይሓይሽ ዝብል መስደመም ሪኢቶን ሓውሲ ምግናሕን ሃበቶም። ግን ዝሰምዓ ኣይነበረን ቀጸለቲ መስርሕ። #ድሕሪ'ዚ #ኢሰያስ ናበይ ኣበለት ተኸታተሉ"!!
#ኣስራተ ካሳ ድሕሪ ሃይለስላሰ እቲ ተጠማቲ ሰብዩ ኔሩ። ሕጂ ብኸመይ መንገዲ ኢኻ ንሓደ ረጊጹን ዓሚጹን ዝገዝኣካ ዘሎ ወራሪ ብዲፕሎማስያዊ መንገዲ ክትጥቀመሉ ሕሰቡዎ"? መስደመምዩ በዛ ጉዳይ ድቃስ ዝስኣነት ኢሰያስ ፣ ብመንገዲ #ተስፋሚካኤል #ጀርጆ ኣማሓዳሪ ከተማ ደቀምሓረ ዝነበረ ኣቢላ ምስ #ሃብተስላሰ #ገረመድህን ዝብሃል ካቶሊክ ብምስጢር ምስ ኣስራተ ካሳ ተራኸቡ። ኢሰያስ ብላንድክሎዘር ተስፋንኪኤል፡ጀርጆ፡ካብ ደቀምሓረ ናብ ኣስመራ ኣትያ።
#እታ ጥበብ ዝኣተውላ መስርሕ ክኣ ፣ ኢሰያስን ሃብተስላሰ ገረመድህንን ብጉርሖም ፣ ሳልሳዮም ብገርሁ ኣብርሃ ዓንደብርሃን ዝብሃል ወዲ ዛግር ሓያል ናይ ኩናት መራሒ ዝነበረ ፣ #ከባቢና #ክንስሊ ብዝብል ክንቀሳቐሱ ተጌሩ። ግናስ ድሮ ኣብቲ ዝንቀሳቐስሉ ከባቢ ኣስራተ ካሳ ዝልኣኾም ሰራዊት ምስ ሄሊኮፕተር ተዳልያ ነበረት። እቲ ጉዳይ ሃንደበት ተቐየረ ፣ እልቢ ዘይብሉ ጠያይት ናብቲ ብግርህና ዝነበረ ኣብርሃ ዓንደብርሃን ዘነበ ኣጋጣም ኮይኑ ብጸድፊ ናብ ጫካ በለስ ዘሊሉ ብዘይ ዝኾነ መውጋእቲ ሃዲሙ ኣምለጠ ፣ ኢሰያስ ንኸተምስል ሃደመት ፣ ሃብተስላሰ ገረመድህን ተማሪኹ ተባሂሉ በታ ሄሊኮፕተር ንኣስመራ ኣተወ። ኢሰያስ ክኣ ግምጥል ኢላ በታ ተስፋሚካኤል ጀርጆ ዘዳለዋ ላንድ-ኩለዘር ናብ ኣስመራ ኣተወት።
#ድሕሪ'ዚ ሃብተስላሰ ገረመድህን ተማሪኹ ከምዝኣተወ ብረድዮ ተጋውሐ። ኣብርሃ ዓንደብርሃን ክኣ ናብታ መሳርዕ ሰልፊ ናጽነት ተመሊሱ ፣ ኢሰያስ ሃዲሙ ኔሩ ፣ ወይ ተወጊኡ ኣሎ፡ወይ ድማ ተሰዊኡ ኣሎ ፣ ስለዚ ኬድና ንድለዮ ተባሂሉ ብምልኣ ህዝባዊ ሓይልታት ክትደልዮ ውዓለትን ሓደረትን። ግን ተሳእነ"! ወዮ ኢሰያስ ድሮ ግልብጥ ኢላ ናብታ ኣብ ደቀምሓረ ተዳልያትላ ዝነበረት ላንድኩሮዘር እያ ደይባ ኣስመራ ኣትያስ ፣ ድሮ ምስ CIA ኣመሪካን ኣማሓዳሪ ናይቲ ሽዑ እዋን ክልል ኤርትራን ዝነበረ ኣቶ ኣስራተ ካሳን ተራኺቡ ፣ ንቕንጸላ ፈዳይን ኣብ ልዕሊ ኣስራተ ካሳ ኣፈዲሑ ኣሕሊፉ ሃቦም።
#ቀጺሉ ውን ፣ ኣመሪካ ኣብቲ እዋንቲ ኢትዮጵያ ንኸይትፈርስን ኣብ ዞባ ባብኤል መንደብ ዝኾነ ጸጥታዊ ሽግር ከይፍጠርን ፥ ኢትዮጵያ ከም ሓያልን ጸጥታ'ቲ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪቃ ትሕሉ፡ኣገዳሲት ሃገር ጌሮም ስለዝሓስብዋን ዝርእይዋን ዝነበሩን ፣ ኢሰያስ ክኣ ልክዕ፡ከም ኣቡኡን ሓወቡኡን ነዚ ሓሳብዚ ዝኣምነሉል፡ዝርዓሞን፡ስለዝነበረ ፣ ንቃልሲ ህዝባዊ ሓይልታት ንኸዳኽምን ከይዕወትን ፣ ብፉሉይ ክኣ ኤርትራ ርእሳ ዝኽኣለት ሃገር ንኸይትኸውንን እኳ ድኣ ምስ ግዜ መራሒ ዓባይ ኢትዮጵያ ንኽኸውንን ተረዳዲኡን ብሰላም ንኣጻድፍ ደርፎ ኣፋንዮሞ።
#ኣብዚ ጉዳይዚ እቶም ንኣስራተ ካሳ ክቕንጽሉ ድልዋት ዝነበሩ ፈዳይን ፣ ብኣማሓዳሪ ኣርባዕተ ኣስመራ ዝነበሩ ደጉያት ሓረጎት ኣባይ ዝምርሑ 38 መንእሰያት ፣ ሓደ ብሓደ እቲ ከም ምሩኽ ተመሲሉ ምስ ኢሰያስ ኣብ ቃኞው ዝኣተወ #ሃብተስላሰ #ገረመድህን ኣትሓዞም። እዚ ጌሩ ጥራሕ ከይኣክል ፤ ኣብ ቤት ፍርዲ ቀሪቡ ኣብ ቅድሚ ዓይኖም ንምቕታል ኣስራተ ካሳ ዝወጠንዎ ግዜን ስዓትን ፣ ዘዳለውዎ፡ብረትን ተተኮስትን ብዝርዝር ጠቒሱ መስከረ። እዞም ዘይሓሰብዎ ድቦላ ዝወደቖም ፈዳይን ክኣ ኣደዳ ከቢድ ስቓይ ማእሰርትን ቅትለትን ክኾኑ ኣሕሊፉ ሃቦም። #እቲ ዝገርም ኣቡኡ ንሃብተስላሰ ኣቶ ገረመድህን ቀንዲ ኣማኻሪ ኣስራተ ካሳን ዋና ኢሰፓን ዳኛን እዮም ኔሮም። ሃብተስላሰ ክኣ ከመይ ዝበሉ መላምል ፈዳይን ኣጥፊኡ ክሳብ 1973 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሸነን ክብል ድሕሪ ምጽናሕ ፤ ምንቅስቓስ ተምሃሮ ኣዲስ ኣበባ ፣ ኣታ ጃሱስ ኣታ ከዳዕ እናበሉ ክሃድንዎ ጀመሩ። ድሕሪዚ ሂወቱ ንምድሓን ስሙ ንምጽብባቕን ኢሉ ፣ ካብ ቤት ማእሰርቲ ብዋሕስን ጠበቓን ከምዝወጸ ኣምሲኡ ኣብ ዛግር ኬዱ ናብ ሓይሊ ተኽሉ ሸሪፍን ወልደኪኤል ሃይለን ተጸንቢሩ ፣ ዳግም ንሜዳ ክስለፍ ከምዝደሊ ክኣ ሓበሮም። ድሕሪዚ
#ሃብተስላሰ ገረመድህን ዝተመለሰሉ ግዜ ድሮ ኣብ ሳሕል ናይ፡መንካዕ ምንቅስቓሳት ጥርዚ በጺሑስ ኣብ ዕግርግር ዝነበረሉ ግዜዩ። ድሮ ካብ ዛግር ናብ ሳሕል ኣፋንዮሞስ ኢሰያስ ክኣ ትቕብል ኣቢላ ምስቶም መንካዕ ዝተባህሉ ኣብ ቤት ማሕሰርቲ ኣትዮም ዝሓቐቑ ኣጥፊኣቶ። እዚኣ ውን እታ ምስጢር ኢሰያስ ቃኞው ከይትወጽእ ብኣጋ ምስጢራ ዓቢሳ ማለትዩ። ምዓስ እዚ ጥራይ እቲ ተስፋንኪኤል ጆርጆ ዝተባህላ ኣማሓዳሪ ከተማ ደቀምሓረ ዝነበረሞ ንእሰያስ ብላንድኩረዘር ንኣስመራ ዘእተዎ ውን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድንገት ተቐትለ። እቲ ግዜ ሓደዩ ኔሩ። ስለዚ ጉዳይ ኢሰያስን ፣ ምስ ሃይለስላሰን CIA ኣመሪካን ኣስራተ ካሳን ዝነበረት ዝርርብን ምስጢርን በቃ ኣብ በይኑ ምስ ኢሰያስ ጥራሕ ተረፈት።
#እቲ ጽቡቅ ነገሩስ ፣ ሳላ ውዳበ ሃገረ ሓማሴን ዝተሳእነ የለን። ሎሚ ኩላታ ሓቂ በሎኽ ኢላ ወጺኣ። ኢሰያስ ንስለ ዓባይ ኢትዮጵያ ልክዕ ከም ኣቡኣን ሓወቡኣን ኢትዮጵያ ትቕደም እናበለ ክሳብ ሞት ክትቃለሰላ ምኻና ዝኣተዎ ቃል መብጽዓ ፣ እንሆ ክሳብ ሕጂ ጽምዶ ኣንድነት ኢላ ትቕጽሎ ኣላ። ስለዚ መንእሰይ ሃገረ ሓማሴን ነቒሕካ ሃገርካን ታሪኽካን ኣቐጽል። ኣኸለ"!
#ግንቦት 24 ምዓልቲ ናጽነትና-ሕድሪ ሰማእታትና ብግብሪ ተተግቢሩ ፣ እዚ ሃኒጽና እዚ ደቢስና ኢልካ ንህዝብና፡ዝንገረሉን ዝድበሰሉን ድኣንበር-ምዓልቲ ፍርሕን ሽርሕን ንንገረሉ ኣይኮነትን"?
://www.disruptor-nation.com
#ዓመት መጸት -ናይ ሓሶት ኩናት መጹኻ ጠፋእካ እንብሃለሉ ምዓቲ ናጽነትና ስለምንታይ"?
#ኣብዛ ዘረባ ግብረ**ሰዶም ኢሰያስ እቲ ዘይሕለል ዕላማ ኣንድነታውነታዩ ዝግሃድ ዘሎ። #ሪፎርም ክንገብር ዝኸድናዮ ኣየጥዓሰናን'ዩ ማለት- #ንሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከም ብሓድሽ ንኤርትራ ዝሓወሰ ጽምዶ ኣንድነት ጌርካ ምንዳፉ ማለትዩ። ስለዚ ንእሰያስ ከጣዕሳ ኣይኮነን ብርግጽ። ምኽንያቱ ዕላምኣ ኣንድነት ከም ኣቦታታን ሓወቦታታን'ዩ።
#እዚ ሕጂ ምስ ህውሓትን ሓይልታት ኣምሓራ ፋኖን #ጽምዶ፡ንገብር ኣለና ዝብሃል ዘሎ ውን - ነቲ ጠሊምኒ ዝብሃል ዘሎ #ኣቢ #ኣሕመድ ብሓባር ኩናት ጌርና ንእለዮ'ሞ-ድሕሪኡ ዕላማ ኣንድነት ከነፈጽሞ እያ ትብለና ዘላ ኢሰያስ ኣፎርቂ። #ስለዚ መንእሰያት ሃገረ ሓማሴን ኣበይ ኣለኹም"? መስዋእትናን ቅንዕናናን ብጋህዲ እናተኻሕደን እናተጠልመን-ስቅ ኢልካ ካብ ምርኣይ ዝዓቢ ሞት የሎን። ብርቱዕ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ'ሞ ፣ ሃየ ነዛ ሃገርናን ህዝብናን ንምድሓን-ሎሚ ኣብዚ ወብሳይትና ኣቲኹም ዓቅምኹም ብዘፍቅዶ መሰረት ፣ ኢደይ ኢድካ ኢልኩም ኣወፍዩን ኣበርክቱን"? ከምኡ ውን ተወደቡን መስርዕኩም ኣሐይሉን"!! ኣኸለ
://www.disruptor-nation.com
11/05/2025
"ጎቦዝ ኣይማህለል- ዝራብዕ ኣይሕለል"! ምስላዊ ሓያል መልእኽቲ ኣቦታትና"!
=====================================
#ኢሰያስ ኣፎርቂ ንጴንጠ ቆስጠ ይኣስረልኩም ኣለኹ ኢላ ፣ ከመይ ኣቢላ'ያ ንኦሪታዊት ቤተክህነትና ምስ ኤልታት ኣምሓራ ብምስጢር መኺራ ናብ #ትሃድሶ #ኣንድነት ኢትዮጵያ ኣሲራታ ዘላ ኣንቢብኩም ክውንነታዊ ሓቂ ተቐበሉ።
*ጎበዝ ኣይማህለል ዝብል ሓያል መልእኽቲ ዘለዎ ምስላ ወይ ብህሎ ኣቦታት ኣለና። እዚ መልእኽቲ'ዚ እንታይ'ዩ"? ምስዚ ሕጂ ዘለናዮ እዋንከ እንታይ ዘመሳስል ኣለዎ"?
*ኣብዚ እዋንዚ ኣብ መንእሰያትና #ሳዕሪሩ ዝርአ ዘሎ እዚ ብስም ሃይማኖት ተሸፊኑ ትምህርቲ ሰንበት ዝብሃልዩ። ትምህርቲ ሰንበይ ወራር ባህሊ ኣምሓራውነት ኮይኑ ፣ ምህዞ #ትሃድሶ'ዩ። ብሽም ሃይማኖት ተጎልቢቡ ክኣ ንመንእሰያትና ናብ ፍጹም #ልምሰት ዘእቱ ሓደገኛ ሕማም'ዩ። ስለዚ ክኣዮም ኣቦታትና "ጎበዝ ኣይማህለል ዝራብዕ ኣይሕለል") ዝበሉ"!
*ጎበዝ ኣይማህለል ማለት"! ብቐንዱ ፣ ጎበዝ ሓላው ዓዱ ሓላው ታቦቱ ፣ ሓላው ርስቱ ፣ ሓላው ባህሉ ፣ ሓላው መንነቱ ፣ ሓላው ታሪኹን ዛንትኡን ፣ ሓላው ቋንቁኡን ክብርታቱን ፣ ሓላው ዓበይቲ ሽማግለታት ኣቦታቱን ኣዴታቱን ፣ መድሕን ዋልታ ወይ ረዳኢ ኣውያት ድኹማንን ጽጉማትን ንኽኸውንዩ።
*ጎበዝ ክምህለል እንተጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ከብዱ ፍርሒ ምጥርጣር ፣ ተጸባይን ፥ ምድሕርሓርን ካልእ ዘይናመንእሰይ ባህርያት ፍርሒ ዝወረሶ ፣ ኣውያት ድኹማትን ጽጉማንን ዘየሕሞ ልሙስ ኮይኑሎ ማለትዩ። ዓዱን ታቦቱን እናተወረረ ፣ ባህሉን ክብርታቱን እናበረሰ ፣ ብዓይኑ እናርኣየ እንከሎ ክኣ ፣ ኣምላኽ ኣለዎ ኣምላኽ ይፈልጥ ፣ ኣምላኽዩ ዝፈትሖ ፣ ንኣምላኽ ንግደፎ እናበለ ነቲ ክቐትሎን ከጽንቶን,ክድምስሶን ዝመጸ ሓይሊ ተቓሊሱ ክኣልዮ እናኽኣለ እንከሎ - ብሰንኪ ፍርሒ ጉዳያቱ ኣብ ኢዱ እንከሎ ኣብ ኢድ ፈጣሪ ኣሎ ኢሉ'ዩ ብምህለላ ዝጽበዮ። እዚ ጠባያትዚ ክኣ ዓዲ ኣየድሕን ኣውያት ኣዲኡን ሓፍቱን ኣየነድሮን ልሙስ ኮይኑዩ።
*እዚ ሕጂ ንመንእሰያትና ሓኒቑ ኣልሚሱ ዘሎ #ትሃድሶ ትምህርቲ ሰንበት ካበይ መጸና"? #ናይዚ ቀንዲ ምሃንድስ ኣንድነታዊት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኮይና ብሕቡእ ምስ ኤሊታት ኣምሓራ ተራኺባ ዝጀመረቶ'ዩ። #ድሕሪ 1991 ዓርሞሽሽ ሓይሊ ሻዕብያ ንደርጊ ደማሲሱ ልኡላዊት ኤርትራ ምስ ኣረጋገጸ። ብኹናትን ቅልጽምን ድሕሪ ደጊም ኢትዮጵያ ንሃገረ ሓማሴን ኤርትራ ክትስዕራን ከተንበርክኻን ከምዘይትኽእል ምስ ፈለጡ ኤሊታት ኣምሓራ ፣ እታ ቀጥታ ዝገበርዋን ዝፈጠርዋን ሓሳብ ፣ እታ ብስም ሃይማኖት #ንቀራረባ ንእሽቶ ጉዳይ መዝሚዞም ፣ ትሃድሶ ዝብሃል ንመንእሰይ ዘልምስ ፣ ኣብ ቤተክህነትና ትሓቢኡ ብስም ቤት ትምህርቲ ሰንበት ዝብሃል ሓደገኛ ሓሳብ ፣ ኣብ 1993 ምስ ከዳዕ ኣንድነታዊት ኢሰያስ ኣፎርቂ ኮይኖም ጀመርዎ። እዚ ምስቲ ኣብ ኤርትራ ዝሓደግዎ ሓድጊ ሃይማኖት ተሳንዩ ፣ ኣብ ዝተናውሓ ግዜ ንኦሪታውያን መንእሰያትና ኣልሚሱ ፣ ዳግማይ ኣብ ስነኣእምራዊ ግዝኣት ኢትዮጵያ ባህሊ ኣምሓራ ክንርዕምን ክንኣቱ'ዩ ዕላማ ጌሩ ተበጊሱ። #ኢሰያስ ኣፎርቂ ነቲ ገርሀኛ ሓረስታይ ህዝብና ነዛ ቤተክህነትካ ይሕልዋ ኣለኹ ርኣዩኒ ፣ ንጴንጠ ቆስጠ ኣሲረዮም ኢላ እናጠበረት ፣ በቲ ሓደ ገጽ ክኣ ፣ ኣቡናትናን ካህናትናን እና ኣሰረት ፣ ኣብ ቤተክህነትና ኣንድነታውያን ትሃድሶ ካህናትን ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ኣፍርያ ክተፍርሰና ንዕዘባ ኣለና።
*ወላዃ ከምቲ ዝድለ እቲ ዕላማ ኣንድነታዊ ትሃድሶ ኣይኺደሎም ብዙሕ ግን ኣብ ኣተሓሳስ ኣ መንእሰያትና ትዓዊቶምልና እዮም። ሃይለስላሰ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስና 15 ገጻት ወሲኽሉ ኣሎ። ኣብ ህዝብና መስተይ ስዋና #ዋንጫ ዝብሃል ዝነበረ #ምነሊክ ፣ ኣብ ቤተክህነትና እዚ ዘይብሃል ዘየድሊ ኣሳእል ፣ ኣብ ድርሳነታት እዚ ዘይብሃል ናይ ሓሶት ጻድቃናት - ብዓላት ፣ ኣብ ፈናጅልን ነጸላናን - ዙርያታትን ኢድያትናን ካልእን ብብዝሒ ከይተረድኣና ናይ ጠንቆልቲ ልምድታት ኣምሓራ ከምንቕበል ጌሮሙና ይርከቡ።
#ኣብዚ ሕጂ እዋን ካብ ትሕቲ ዕድመ 20ራታትን ትሕቲ 40ን ዘሎ መንእሰያትና ኣብ ምህለላን ኣብ ቁርባንን መዛምራንን ኣትዮም ክትርኢ ማዕረ ክንደይ ከም ህዝቢ ንፈርስ ከምዘለና ሓደኳ ዘስተብህል ኣይጸንሐን።
"መንእሰይ ክበልዕ ይትሓነቕ- ክጎይ ይትዓንቀፍ"! እኳ ተባሂሉ። ኣብ ሕጊ እንዳባና ጎበዝ መንእሰይ ኮይኑ ፣ #ኣይምሕል #ኣይምስክር"! ምኽንያቱ መንእሰይ ውዑይ ዕድመ ንኹሉ ዘፍርህ ዘበለ ጠኒኑ ክኣትዎ ስለዘለዎ።
#ስለዚ ኣቱም ኣጓብዝ መንእሰያት ፣ ናይ ኣቦታትና ንሓዝ። ደረት ኣቦታትካ ኣይተዝብል"! መንእሰይ ሓቀኛን ቅኑዑን ኣገልጋሊ ህዝቡን ዓዱን ድኣ ይኹን እንበር ፣ ልሙስ ኮይኑ ኣብ ፍርሂ ኣትዩ ድሁል ጀጃዊ ተጸባይ ኣምላኽ ኣለዎ ብሃሊ ክኸውን የብሉን። ትሃድሶ ትምህርቲ ሰንበት መልክዕ ዝቐየረ ካልኣይ ገጽ ጴንጠ ኮይኑ ፣ ኮነ ተባሂሉ ንኣንድነታዊ ዕላማ ኢሰያስ ከሳሲ ዝትሃንደሰ መልመሲ መንእሰያትናዩ። ስለዚ ንቓሕ ጎበዝ"! ህዝብኻን ዓድኻን ኣድሕን።
#ኣግኣዝያን ውዳበ ሃገረ ሓማሴን ተቓላሲ መቐጸልታ ሻዕብያን ኣብሓጎታትናን ድኣምበር ተቓወምቲ ኣይኮናን"!
#ነዛ ደርፊ #ዮዲት ሃይለ (ባሊላ ሻዕብያ) 1985 #ደምበና እትብልን መልእኽታን ኣስተማቕርዋሞ ፣ ሎሚ ወዲ ሓረስታይ ሻዕብያ ንደርጊ ኣምሓራይ ኣልየ ኣለኹ እና በለ - ግን ክኣ ብኣንድነታውያን ስድራ ኢሰያስ ንግዛእ ከምዘለና ኣስተውዕል"?
#ሻዕብያ ወይ ናይቶም ኣብ ሻዕብያ ተወዲቦም ዋጋ ዝኸፈሉ ወለዶ ብቐንዱ ንስለ #መሬቶም #ታቦቶም #ቋንቁኦም #ስድራቤት #ሕጊ እንዳባ #ልኣላውነቶም ክዕቅቡን ከቐጽሉን'ዮም መሪር ዋጋ ከፊሎም።
#ሎሚ ናይዚ ኩሉ ክብርታትና ተቓዋሚት ኣንድነታዊት ኢሰያስ ኣፎርቅን ቤተሰባን እየን። #መሬትና ብስም ዕደና ፍሓሒራ ስሚ ትንስንሰሉ ፣ #ስድራቤትና ብድኽነትን ስደትን በታቲና ፣ #ታቦትናን ቤተክህነትናን ብሰረቕቲ ኣንድነታውያን ካብ ጫፍ ኣከልጉዛይን ሰራየን ዝመጹ ጋሓላሉ ትምዝምዝ ፣ #ቋንቋና ካብ 5ይ ክፍሊ ከምዘይንምሃሮ ጌራ ኣዘኽቲማቶ ፣ ልኣላውነትና ኣድፊራ ንኣንድነት ክትጽንብረና ፣ ንሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ፈደራላዊ ቅዋም ዓንቀጽ 39 ክትቅይር ትጽበን ሒጊግ ኣብ ምባልን ትርከብ።
#ኣብ ስደት ዘለዎ ዓሌታውያን ሰረተ-ጉዛይ ኢና ዝብሉ ቀቢላታት ውን ፣ ነቲ ምዓልቲ ልእላውነትና ዝተጓናጸፍናሉ ዕለት 24 ግንቦት ከተኽብርዎ የብልኩምን ኢሎም ክቓወሙን ፣ 20 ሰነ ስም ዝኽሪ ስውእ ክጽዋዕ ኣይንቕበልን ፣ ሻዕብያ ሽፍታ ፣ ስውኣት ናትና ኣይኮኑን እናበሉ ነቲ ንዓና ዝስምዓና ሃገራውነትን ክብርታትናን ስነልቦናናን ክብትኑ ድቃስ ዝስኣኑ #ተቓወምቲ መላእ ክብርታት ሃገራውነትና'ዮም።
#ስለዚ ተቓወምቲ ናይዚ ናይ ሃገረ ሓማሴን ስርዓተ ሕጊ እንዳባን ሃገራውነትን ስርዓተ ክብርታትናን ፣ ባህልን ዛንታናን ታሪኽናን ፣ ልኣላውነትናን ቁጠባናን ፣ ጀጋኑናን መሬትናን #ኣንድነታዊት ኢሰያስ ኣፎርቅን ኣብ ስደት ዘለው ኣከለጉዛይን ሰራየን እዮም።
እንተ ንሕና ውዳበ ሃገረ ሓማሴን ኣግኣዝያን፡ግና #ተቓለስቲ #ድኣንበር ተቓወምቲ ኣይኮንናን። ተቓሊስና ክነቐጽሎ ንደሊ ናይ ህዝብና ክብርታትን ባህልን ፣ ስርዓተ ሕግን መንነትናን ፣ ታሪኽናን ዛንታናን ፣ ቋንቋናን ልኣላውነትናን ስለዘሎ ኢና ነታ ጸረዚ ክብርታትና ዝኾነት ኣንድነታዊት ስርዓት ግብረ**ዶም ኢሰያስ ገጢምና ፣ ካብ ዝባን ህዝብናን ሃገርናን ጉሒፍና ክንቀብራ ንዳሎ ዘሎና።
#ስለዚ ከምቲ ስውእቲ ድምጻዊት ዮዲት ሃይለ ትብሎ ዘላ ነታ #ደንበና ስድራቤታን ሽሻያን ተቓሊስና ክንመልሶ ኢና። ኣብዚ ንኹላትኩም ሃገራውያን መንእሰያት ከሕልፎ ዝደሉ መልእኽቲ ክኣ ጎበዝ -ዓይኑን እዝኑን ንዝርእዮን ንዝሰምዖን ዘሎ ኣሚኑ'ዩ ውሳነ ዝውስን። ስለዚ ደንበናን ስድራቤትናን ንዘጽነተት ኣንድነታዊት ስድራ ኢሰያስ ንምቕባራ ኣብ ንገብሮ ዘለና ወፍርን ተበግሶን ከምኡ ውን #ደንበና ሽሻዩ ንኽንመልሰሉን ሎሚ ኣብዚ ወብሳትና ኣቲኹም ዓቅምኹም ብዝፈቕዶ ኢደይ ኢድካ በሉ። ://www.disruptor-nation.com
://www.disruptor-nation.com
#ብመሰረት ጠለባትኩም ሕጽር ዝበለት መብርሂ ከመይ ኣቢልና ኣብ ወብሳይት ሃገረ ሓማሴን #ጥሓሲት ሃገር ተውፍሩ ፣ ዝተዳለወት ቪድዮ'ያ ፣ኩላትኩም ሸር እናበልኩም ናብ ሃገራውያን ህዝብና ኣባጽሕዋ"! ተሳተፍ መንእሰይ
19/01/2025
#እቲ ካልእ ድንቂ ቁጠባዊ ታሪኽ ይትግበር ኣሎ"!
====================================
ክብረት ሃገርን ህዝብን #ብቑጠባዊ ሓርነትዩ ዝረጋገጽ።
https://www.disruptor-nation.com
#መጻኢት ሃገረ ሓማሴን እታ ናይ ዓለምና ምድረ-ገነት ደቂ ሰባት መንግስተ ሰማያት ዝወርሱላ ቅድስትን ብልጽግትን ቁጠባዊት ምችእቲ ሃገር ከምትኸውን ማንም ጥርጥር የብልናን።
#ኢሰያስ ኣፎርቂ #ንኣንድነታዊ ዕላምኣ ክተዕውት ክትብል ስውኣትና ብንሳ ኮነ ኢላ ዝፈጠረቶም ተቓወምቲ ደቂ ምልሻ ስርናን ኣዝማዳ ኣቢላ ፣ ብመሪር ክጽረፉን ክድፈሩን ፣ ቃልሲ ሻዕብያ ንኾንቱ ከምዝነበረን ስድራ ስውኣት ብዘይ ጻማ ከም ዝዝኽትሙን ብጽምዋ ከምዝሞቱን ፣ ተጋደልትናን ጀጋኑናን ብቓጻ እናኣሰረት ከምዝጸንቱ ብምግባር ፣ ደቆም ብግፋን ማእሰርትን መግረፍትን ከምንድሃልን ሕሱም ስደት ከምዝውሕጠና እናገበረትያ ክትከይድ ጸኒሓ።
#ነዚ ብብልሒ መላጸ ኣስተውዒሉ ፣ ንጽንተትና ኮነ ተባሂሉ ብዲዛይን ይስርሓሉ ከምዘሎ መሪሚሩ ፈሊጡ ፣ ውዳበ ሃገረ ሓማሴን ኣግኣዝያን መቐጸልታ ሻዕብያን ወለዶታትን ከም ዘድሊ ብኣጋ ሓሲቡ ፣ #መምህር #ተስፋጽዮን ብትብዓት ተበጊሱ መጺኡ። ነዚ ሓቀኛ ሓሳብን ዕጫ መጻኢናን መንነትናን ንምውሓስን ንምቕጻሉን ክኣ መንእሰያት ሃገረ ሓማሴን ሲዒብናዮ። ነቲ #ክብረት ጀጋኑና መሊስናዮ። #ድምጺ ኣደይ ሂወት ፣ ድምጺ ወዲ ማጆር ፣ ድምጺ ውጩ ፣ ድምጺ ሻዕብያን ስውኣትናን ፣ ድምጺ ሰራዊትናን ልኣላውነትናን ኮይንና ክኣ ፥ እሰያስ ግብረሰዶም ንሕስረቶም ዝሓሰበቶ ሎሚ እቶም ዝኸበሩን ዘሐብኑን ከምዝኾኑ ጌርናዮም።
#እዚ ግን ብጎስጓስና ጥራሕ ኢና ቀይርናዮ ዘሎና። እቲ ዝዓበየ ደበስን ክብረትን ክኣ እዚ ሕጂ እንዳከወሉ ዘለና #ድንቂ ዝኮነ ቁጠባዊ ትሕስቶና ምስ ኣዐንበብናዮ ክብረት ህዝብናን ጀጋኑናን ፣ ታሪኽናን ዛንታናን መንነትናን ክብርታትናን ልዕሊ ማንም ተኾሊዑን ትሓፊሩን ክነብርዩ። እዛ ኩላ ተሽካዕልልን ትጻረፍን ፣ ትላገጽን ትፍክርን-ዝነበረትን ዘላን ክኣ ፣ ኣብዛ ቅድስቲ ሃገርና ተንከስ ኢላ ኣይክትረግጻንያ። እታ ካልእ ተዕዘምዝም ውን ናይ #ውጩን ወዲ #ማጆርን ናይ #ኣደይ #ሂወትን #ሻዕብያን ፥ ከምኡ ውን #ቀንዴልናን #ታቦትናን ዘለዎ #ፓስፖርት ኣብ ትሽቱሻ ተኾልኪላን ሰጊዳን ከምትኸይድ ክንገብራ ኢና።
#ኣየለን ሃገርና ነቲ ዝገበረላን ዝደኸመላን ፣ ነቲ ዝኸፈለላን ዝጽዓረላን ጥራሕ እያ ክትከውን። #ሎሚ ውን እዞም ሕጂ ኣብ ምድሓን ህዝብና ኣብ ንገብሮ ዘለና ናይ ምድግጋፍን ንረብሓኹም ክትብሉ #ወፍሪ ግበሩ ንብለኩም ዘሎና ፣ ኢዱን እግሩን ኣጣሚሩ ዝዕዘበና እንተሎ ኮይኑ ፣ ጽባሕ ሃገር ኣላትኒ ኢሉ ከይሓስብ። ምኽንያቱ ሎሚ ዘየበርከተ ጽባሕ ጻማ ኣለኒ ኢሉ ክሓትት ኣይክልንዩ።
"ንሕና ሃገረ መንግስቲ ቁዱሳን ካህናት ኢና"! ኣኸለ
https://www.disruptor-nation.com
08/09/2024
ኣንድነታውያን ከዳዓት ዝተኣኻኸብሉ:
ሃገራውያን ዝጠፍእሉ ህሞት!!
https://youtu.be/pIH0DSuaZgw?si=i497pX1faar8hFMC
ኣንድነታውያን ከደዓት ዝተኣኻኸብሉ ፡ሃገራውያን ዝጠፍእሉ ህሞት ? ኣንድነታውያን ከደዓት ዝተኣኻኸብሉ ፡ሃገራውያን ዝጠፍእሉ ህሞት ?
#እተን #ሓርበኛ #ኣዴና #ሂወት #ውሃቢት #ሂወት"!
"ንኤርትራ ሂወት ዝሃባ ኣደ"!
"ኣሚንኪ ስለ-ዘእመንክና ፣ ንዘንትእለት ኣብ ልብን ቀልብን ሃገርና ክትነብሪ ኢኺ"!
#መስዋእትና ክርሳዕ ፣ ስድራ ስውኣትና ቃንዛን ዝኽትምናን ጽምዋን ናፍቖትን ከምዘለዎም ውን ጠቕላላ ከምዘይንሓስበሉን ከምዝሃስስን #ስውኣት #ደቆም ከም #ክንፊ #ዘለዎም #መናፍቲ እንበር #ስጋን #ደምን ለቢሶም ከምዝተሰዉ ውን ክንቅበሎ ከምዘይብልና ንምግባር ኮነ ተባሂሉ በተን ገዛእቲ ደርቢ ዝኾነ ስንክልናን መስዋእትን ዘይፈልጣ ቆረዲድ ኣንድነታውያን ደቂ ምስሌነ ስድራ ኢሰያስን ብመደብ ንኽርስዑ'ዩ ክስራሕ ጸኒሑ።
#እተን ውሃቢት እምነትን ሓላፍነትን ዋዕሮ ኣደ ሃገረ ሓማሴን ሓርበኛ ኣዴና ሂወት ሎሚ ኣዕሪፈን ፣ ናብቶም ኣቐዲመን ንስለ ሃገርን ክብረትን 7 ትንፋስ ውሉደን ብዕልታን ሓበንን ዘፋነውኦም ጀጋኑ ደቀንን እዝጋብሄርን ኣምሪሐን ኣለዋ።
#ሓርበኛ ኣዴና ሎሚ ኣብ ገነት ምስ ጀጋኑ ደቀን ተራኺበን ሓደረአን ፈጺመን የዕልላለዋ። ሓበን ሃገር ውሃቢት ሂወት ኣዴና ሂወት ውዕለትኪ ወትሩ ኣብ ልብናዩ። ንዘንትእለት ዘይሃስስ ታሪኽን ጅግንነትን ሰሪሕኪኺ'ሞ ኣብዛ ንሃንጻ መጻኢት ሃገርና ኣብ ኩሉ ከተማትትናን ቤተጽሕፈታትናን ባንክታትናን ካሪክለምናን ፣ ሆስፒታላትናን ጎዶናታትናን ህንጻታትናን ስእልኽን ዛንታኽን ተወቒሩ መጻኢ ወለዶታት ስምኪ እናጸውዑ ክነብሩዮም። ብሰላም ዕረፊ ኣደ ክብረት ሃገር"!
Cliquez ici pour réclamer votre Listage Commercial.
Emplacement
Adresse
1 Avenue Pierre Semard Ivry Sur Siens
Paris
94200
